
ማልት ኣብ ቁልፊ መሰረተ ልምዓትን
መሰረታዊ ጉዳያት ህዝቢ ትግራይ ዓብዪ ኣበርክቶ
እናገበረት ዝመፀትን ብዙሕ ንምስራሕ ዓሊማ ትንቀሳቐስ ዘለናን ትካል እያ።
ማልት ኣብ ቁልፊ መሰረተ ልምዓትን መሰረታዊ ጉዳያት ህዝቢ
ትግራይ ዓብዪ ኣበርክቶ እናገበረት ዝመፀትን ብዙሕ ንምስራሕ ዓሊማ
ትንቀሳቐስ ዘለናን ትካል እያ።
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
ልምዓት ዓዲ ብደቂ ዓዲ!

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክሳብ ሀዚ ተምሃሮ ዝህነፁለን20 ማእኸል
ሳይነስን ቴክኖሎጂን ሰሪሓ ኣረኪባን 50
ድማ ኣብ ከይዲ ህንፅት
ዘለዋ ምዃነን ዝፍለጥ እዪ።
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክሳብ ሀዚ ተምሃሮ ዝህነፁለን20 ማእኸል
ሳይነስን ቴክኖሎጂን ሰሪሓ ኣረኪባን 50
ድማ ኣብ ከይዲ ህንፅት
ዘለዋ ምዃነን ዝፍለጥ እዪ።
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ
ማእኸል ሳይነስን ቴክኖሎጂን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ
ማእኸል ሳይነስን ቴክኖሎጂን

ኣብ መንነቱን ባህሉን ዝተኣማመን ዘሕሽ ወለዶ ንምሕናፅ
ብሓብር ንስራሕ።
ኣብ መንነቱን ባህሉን ዝተኣማመን ዘሕሽ ወለዶ ንምሕናፅ
ብሓብር ንስራሕ።
6831 Ok | 8160
ትግራይ ሕብረትና ጥራሕ ይቕይራ!
6831 Ok | 8160
ትግራይ ሕብረትና ጥራሕ
ይቕይራ!

ቀዳመዎት ፍረ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዝኾነት ትካላት ሓንቲ እንትትካውን
ብዝሑት ምሁራት
ተጋሩ ዘፍረየትን ቀፃሊ ብዙሕ ትፅቢት ዝግበረሎም ተምሃሮ
ተቐቢላ እናምሃረት ትርካብን ትካል እያ።
ቀዳመዎት ፍረ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዝኾነት ትካላት ሓንቲ እንትትካውን
ብዝሑት ምሁራት
ተጋሩ ዘፍረየትን ቀፃሊ ብዙሕ ትፅቢት ዝግበረሎም ተምሃሮ
ተቐቢላ እናምሃረት ትርካብን ትካል እያ።
ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ
ቤት ትምህርቲ
ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ
ቤት ትምህርቲ
ንጥፈታት ማልት
ንጥፈታት ማሕበር ልምዓት ትግራይ

















ምጥያሽ ማእኸላት ሓበሬታን ቴክኖሎጂን
ምጥያሽ ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ህንፀት ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ብምስላጥ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ክልልናን ሃገርናን ርኡይ ግደ ትፃወት ኣላ። ክሳብ ሐዚ ሽዱሽተ ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ብምዝዛም ተወሰኽቲ ህንፀት 18 ማእኸላት ተሳልጥ ዘላ…


ዩኒቨርሲቲ ክልል ትግራይ
ምጥያሽ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ስቴት ዪኒቨርሲቲ ትግራይ ሓደ ፍሉይ ኮሌጅ ወይክዓ ላዕለዋይ ትካል ትምህርቲ እዩ። እዚ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ዝጣየሽ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኣብ ረብሓን ድልየትን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ትኹረት ብምግባር ዝህነፅን ፀጋታትን ክብርታትን ትግራይ ብኣግባቡ ዝጨበጠን…


ተበፃሕነት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ
ሽፋን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ምምሕያሽ ዝርግሐ፣ ፍትሓውነትን ፅሬትን ትምህርቲ ትግራይ ቁልፊ እጃማ ኣበርኪታ እያ። ብብርኪ ክልል ካብ ዘለዋ 265 ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እተን 44 ማለት ‘ውን እተን 20 ሚአታዊ ብማልት ተሃኒፀን ንህዝቢ ዝተረከባ እየን።…


ክብሪታት ተጋሩን ፀጋታት ትግራይን
ምሕላው ክብርታትን ፀጋታትን ተጋሩን ትግራይን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ 1981 ዓ/ም ኣትሒዛ ኣብ ምዕባይ ቛንቛ ትግርኛ፣ ባህልን ታሪክን ትግራይ ልዑል ትኹረት ብምሃብ ክትሰርሕ ፀኒሓ እያ። በዚ ድማ ኣብ ምዕባለ ባህሊ፣ ቋንቋን ታሪክን ትግራይ ትኹረት ብምግባር መፃሕፍቲ፣ ድራማታት፣ ፊልምታትን ሙዚቃን ንዝደረሱ…


ካብዳስ ናብ ክላስ
ምልዋጥ ዳስ ናብ ምዕሩይ መምሃሪ ክፍሊ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ1981 ዓ/ም ካብ ትጣየሽ ናብዚ ብርክት ዝበላ ዳስ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ምዕሩይ መምሃሪ ክፍልታት ብምልዋጥን ናውቲ ትምህርቲ ብምምላእን ምችው ዝኾነ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክህሉ ኣኽኢላ እያ።ዝርዝር እንተኾነ ግና ሐዚ ‘ውን ኣብ…


ስራሕቲ ወለንታዊ
ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ውልቀ ሰባት ወይ ክዓ ትካላት ብሰናይ ድልየቶም ንፅጉማት ወገናት፣ ጉጅለታትን ከምኡ‘ውን ኣብ ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ንዝተዋፈራ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዝኽኣልካዮ ሓገዝ ምግባር ማለት እዩ። ማሕበር ልምዓ ትግራይ ድማ ዜጋታት ኣብ ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ንክዋፈሩ…


ቃላሚኖ
ብዛዕባ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ፈለማ 60 ተምሃሮ ተቐቢሉ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝጀመረ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብዚ እዋን መጠን ሓፈሻዊ ቕበላ ናብ 600 ተምሃሮ ዝዓበየ ኮይኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብቲ ቀፅሪ ብተካይዶም ዘላ …


ምጥያሽ ማእኸላት ሳይነስን ቴክኖሎጂን
ምጥያሽ ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ህንፀት ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ብምስላጥ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ክልልናን ሃገርናን ርኡይ ግደ ትፃወት ኣላ። ክሳብ ሐዚ ሽዱሽተ ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ብምዝዛም ተወሰኽቲ ህንፀት 18 ማእኸላት ተሳልጥ ዘላ…

ፕሮጀክትታ
ኩሎም ፕሮጀክትታ ማልት
ዝተሰርሑ
ካብ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ዝተሓረዩ ብሉፃት ተምሃሮ ሻምናይ ክፍሊ ብኣሕዳሪ ተቐቢሉ ዘምህር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ሃኒፁ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ የምህርን። ኣብ 104 ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ህንፀት ተወሰኽቲ መምሃሪ ክፍልታት፣ ምምሕዳር…
ኩሎም ትልምታት ይርኣዩኣብ ከይዲ ዘለዉ
ህፃናት ክብርን ታሪኽን ትግራዋይ መንነት ፈሊጦም ንኽዓብዩን ፍቕሪ ዓዶምን ህዝቦምን ዘማዕብልሉ ኩነታት ንምፍጣር ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ሶፍት ፕሮግራማት ምትእትታው ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ማእኸላት ኢንፎርሜሽን ኮምዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ክጣየሻ ምግባር ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ…
ኩሎም ትልምታት ይርኣዩዝተተለሙ
ህንፀት ተወሰኽቲ 10 “ኦ” ክፍልታት፣ ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ኦፍላይን ዲጂታል ላይብረሪ (offline digital library) ዝሓወሰ ቨርቿል ኮምፑተር ማእከል ይጣየሸለን ምስ ፕሮፉቱሮ ብምትሕብባር ኣብ 240 ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ምጅማር ዲጂታል ትምህርቲ ቋንቋን ሳይንስን 3072 ሽሕ ዳስ…
ኩሎም ትልምታት ይርኣዩዜናታት
ሓደሽቲ ዜናታት ማልት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ወነንቲ ኣብያተ መግቢ ኣብ ሜላ ምድንፋዕ እቶት ዘድሃበ ዘተ ኣሳሊጣ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ እትፍፅሞም ንዘላ ገዘፍቲ ዕማማት ህንፀት ኣብያተ ትምህርትን ምምሕያሽ ፅርየት ትምህርትን ንምፍፃም ዘኽእል…
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘቃልላን ንኣጠቐቕማ ዝምችዋን 2,400 ቨርቹዋል ኮምፒዩተራት ን50 ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ተባፅሕ ምህላዋ ተገሊፁ።
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘቃልላን ንኣጠቐቕማ ዝምችዋን 2,400 ቨርቹዋል ኮምፒዩተራት ን50 ካልኣይ ብርኪ…
ሰራሕተኛታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዘዋፅእዎ ብር 36,375 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣታዊ ገይሮም
ሰራሕተኛታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዘዋፅእዎ ብር 36,375 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣታዊ ገይሮም ማሕበር ልምዓት…
ጋሻ ማልት
ናይ'ዚ ወርሒ ጋሻታት ማልት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ መበል ሓምሻይ ዙር ሰሚናር ጋሻ ማልት ኣሳሊጣ
ኣይተ ሰለሞን ገብረሚካኤል
መካየዲ ስራሕ ኖርዘርን ስታር ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር
ማልት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሮፋይል

በዝሒ ኣባላት

ካብ ኣባላት ዝተረኸበ ድጋፍ

ጠቕላላ ፕሮጀክትታት

ወለንታዊ ኣባላት
መዳርግቲ ኣካላት
መዳርግቲ ኣካላት ማሕበር ልምዓት ትግራይ