October 23, 2020 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ወነንቲ ኣብያተ መግቢ ኣብ ሜላ ምድንፋዕ እቶት ዘድሃበ ዘተ ኣሳሊጣ ማሕበር ልምዓት ትግራይ እትፍፅሞም ንዘላ ገዘፍቲ ዕማማት ህንፀት ኣብያተ ትምህርትን ምምሕያሽ ፅርየት ትምህርትን ንምፍፃም ዘኽእል ኣብ ሜላ ምትእኽኻብ እቶት ዘድሃበ… admin 0
October 23, 2020 ሰራሕተኛታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዘዋፅእዎ ብር 36,375 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣታዊ ገይሮም ሰራሕተኛታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዘዋፅእዎ ብር 36,375 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣታዊ ገይሮም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ትግራይና ዝርከባ 3,072… admin 0
October 23, 2020 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘቃልላን ንኣጠቐቕማ ዝምችዋን 2,400 ቨርቹዋል ኮምፒዩተራት ን50 ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ተባፅሕ ምህላዋ ተገሊፁ። ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘቃልላን ንኣጠቐቕማ ዝምችዋን 2,400 ቨርቹዋል ኮምፒዩተራት ን50 ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ተባፅሕ ምህላዋ… admin 0