ሰራሕተኛታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዘዋፅእዎ ብር 36,375 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣታዊ ገይሮም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ትግራይና ዝርከባ 3,072 ዳስ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ምዕሩይ መምሃሪ ክፍሊ ንምልዋጥ ኣብ 12 ብከንቲባ ዝምሓደራ ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ 12 ኣሕዳሪ ዘይኮና ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዓሊማ 11 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ዘካየደቶ ቴሌቶን ቅቡል ብምግባር 111 ሰራሕተኛታት…