
ተበፃሕነት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ
ሽፋን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ምምሕያሽ ዝርግሐ፣ ፍትሓውነትን ፅሬትን ትምህርቲ ትግራይ ቁልፊ እጃማ ኣበርኪታ እያ። ብብርኪ ክልል ካብ ዘለዋ 265 ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እተን 44 ማለት ‘ውን እተን 20 ሚአታዊ ብማልት ተሃኒፀን ንህዝቢ ዝተረከባ እየን። እዚ ሰናይ ተግባር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንብርክት ዝበሉ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ርሑቕ ተጓዒዞም ካብ ምምሃር ዘድሓነን መጠን ምድጋም ተምሃሮ ዝቐነሰን ‘ውን እዩ።
Our Pricing Plan
- Dental Implant45
- Another Feature50
- Another Major Feature55
- Emergency Care25
- Prescription Drugs30
- Specialist Visits20
- Rheumatology25