መልሲ ዝረኸቡ ሕቶታት ሕቶኦም ካብዞም ቀፂሎም ዘለዎ ድዩ? ናብ ማልት ዝግበር ሓገዝ ብምንታይ ክኸውን ይኽእል? ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝግበር ሓገዝ ብመልክዕ ወፈያ፣ ወለንታውነት፣ ናይ ክብሪ ስፖንሰር ወዘተ ክኸውን ይኽእል እዩ። ንዝበለፅ ሓበሬታ ይሳተፉ ኣብ ዝብል ግፅ ይመልከቱ። ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ ማልት ክንደይ እዩ? ማልት ካብ ደግን ውሽጢ ዓድን ንእቶትት መሰባሰብ ዝጠቀመሎም ሒሳብ ቁፅሪታት የወፍዩ ካብ ዝብል ገፅ ይርከቡ። ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ ማልት ክንደይ እዩ? ማልት ካብ ደግን ውሽጢ ዓድን ንእቶትት መሰባሰብ ዝጠቀመሎም ሒሳብ ቁ ናይ ንብረት ሓገዝ ምግባር ይከእልዶ? እወ ይከኣል እቶት መሰባሰቢ ኮይኖ ካብ ዝተሓረዩ ብምርኻብ ዝደለዩዎ ንብረት ብሓገዝ መልክዕ ምብርከት ይኽእሉ እዮም።