Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 

እቲ ዕለት 16 መስከረም 2003 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣቢያ ሃገረ ሰላም ቁሸት ቀሺሓት ተሃኒፁ ንምረቓ ዝበቐዐ ቤት ትምህርቲ፣ ኣርባዕተ ዓበይቲ ብሎካት ዘጠቓለለን ግዱስ ወናኒ ውልቀ ሃፍቲ ሃለቃ ገ/ስላሴ ገብረ ብመሰረት ኣብ ቴሌቶን ማ.ል.ት ዝኣተውዎ መፅብዓ ሙሉእ ወፃኢኡ ሸፊኖም ዘህነፁዎ’ዩ፡፡

  Read More...

ዕለት 14 መስከረም 2003 ዓ.ም ኣብ ጣቢያ ባጊዕ ዴልቦ ቁሸት ሸዊት ጎሮ ተረኺቦም ነቲ ብከባቢ ሸውዓተ ሚእትን ሓምሳን ሽሕ ብር ወፃኢ ዝህነፅ ቤት ት/ቲ እምነ ሰረት ዘቐመጡ፣ ምክትል ፈፃሚ ዳይሬክተር ዓለምለኸ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ኣይተ መሓሪ ሓጎስን ኣተሓባባሪ ጨንፈር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጀርመን ኣይተ ሰለሙን ኣሰፋን እዮም።

  Read More...

ኣብ 2002 ዘበነ ትምህርቲ ሃገራዊ ፈተና ዓሽራይ ክፍሊ ዝወስዱ ብዝሒ ተምሃሮ ሓምሳን ክልተን ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም ስሳን ኣርባዕተን ደቂ ተባእትዮን እዮም፡፡
  Read More...

ማ.ል.ት ዛጊድ ዘሳለጠቶም ስራሕቲ ልምዓት ንህዝባ ንምልላይ ዓሊማ ምስ ርሆቦት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘዳለወቶ ፌስቲቫል ካብ 16-18 ነሓሰ ኣብ ከተማ መቐለ’ዩ ተኻይዱ፡፡
  Read More...

Las Vegas, NV; 7 August 2010 – The Annual Conference of Tigray Development Association in North America, (TDA/NA), has successfully concluded its one day session by passing a resolution of the conference. The conference was attended by members and supporters of TDA/NA drawn from all over the USA and Canada. It also enjoyed the presence and participation of Ambassador Tewolde Gebru, CEO of TDA International and guest of honor from Tigray, Ethiopia.
  Read More...

Page 8 of 30First   Previous   3  4  5  6  7  [8]  9  10  11  12  Next   Last