Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 
እቲ ዕለት 27 ጥቅምቲ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣቢያ ዕዳጋ ዓርቢ ዝተመረቐ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ “ብርሃን ኣሕፈሮም” ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር እምባየ ኣይተ ጎይቶኦም ግርማይን ኣይተ የማነ ግርማይን ብዝበሃሉ ሃርበኛታት ልምዓት ሙሉእ ወፃኢ ዝተሃነፀ’ዩ።   Read More...

መፅብዓ ቴሌቶን ማ.ል.ት ንዝኾነትን ብስም ወላዲ እቶም በዓል ሃፍቲ “በርሀ ገ/መድህን” ዝተሰየመትን ቤት ት/ቲ ዕለት 14 ጥቅምቲ መሪቖም ዝኸፈትዋ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዲግን ኣይተ ፀጋይ በርሀን ኣይተ እፀገነት በርሀን ’ዬም።   Read More...

ዕለት 14 ጥቅምቲ 2003 ዓ.ም ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ዝጀመረ ቤት ትምህርቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሴ ጣቢያ ደደቢት ዝርከብ ኮይኑ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ሚእቲ ተምሃሮ ከተኣናግድ ዝኽእል ክልተ ዓበይቲ ህንፃታት ዘካተተ’ዩ።

  Read More...

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣውሮፓ ሃገረ ቤልጅም ንዝነብራ ወይዘሮ ከተማ ረዳ ብመሰረት ዘቕረበቶ ሕቶ፣ እተን ግድስቲ ወገን ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ሴንት ጆንስ ምስ እትመሃር ጓለን ብምዝታይ ጓለን ድማ ንመሓዙታን መማህርታን ብምልዕዓል ዘተኣኻኸበቶ መፃሕፍቲ እዩ ዕለት 26 መስከረም 2003 ዓ.ም ንህዝባዊ ቤተ መፃሕፍቲ ከተማ ሸራሮ ዝተውሃበ፡፡   Read More...

እታ ብምትሕብባር ኣይተ ሃፍቶም ገብረእግዚኣብሄርን ኣይተ ካሕሳይ ገብረእግዚኣብሄርን ዝበሃሉ ክልተ ኣሕዋት ተሃኒፃ ንምረቓ ዝበቐዐት ቤት ትምህርቲ ዕለት 18 መስከረም 2003 ዓ.ም ንህዝቢ’ቲ ከባቢ ተረኪባ፡፡

  Read More...

Page 7 of 30First   Previous   2  3  4  5  6  [7]  8  9  10  11  Next   Last