Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 
ዕላማ’ቲ ስልጠና፣ CSPP ዘሳለጦም ስራሕቲ ልምዓት ንተጠቀምቲ ንምርካብን እቶም ዝተኣታተው ጠቕምቲ ኣሰራርሓታት ብዘላቕነት ምጥቃም ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ንምዝታይን ምዃኑ ኣተሓባባሪ ፕሮጀክት CSPP ኣይተ ገብረኪዳን ወልደገብርኤል ሓቢሮም፡፡   Read More...

እቲ ኣብ ጣቢያ ማሕበረ ስላሴ ዕለት 11 መጋቢት 2003 ዓ.ም ዘተመረቐ ቤት ትምህርቲ፣ ኣርባዕተ መምሃሪ ሰለስተ ምምሕዳራዊ ክፍልታትን ዓይነ ምድርን ጨንፈር ማእኸልን ዘጠቓለለ ክልተ ዓበይቲ ህንፃታት ኮይኑ ብምትሕብባር ውዳበ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ሎስ ኣንጀለስን ህዝብን ምምሕዳርን’ታ ወረዳ ዝተሃነፀ’ዩ፡፡   Read More...

Tigray Development Association Nashville Chapter hosted very successful event on January 15, 2011 to raise funds for a potable water project in one of the elementary schools in Tigray. This event was unique than any other TDA events we have seen in the past. The attendees of the event were not only tigrians but all Ethiopians from corner to corner including Eritreans. Even though Nashville Ethiopians are known for their unity and we were expecting all Ethiopians to attend, the turnover of the attendees was overwhelming.

  Read More...

ጉዳዩ ብዝዓባ ሓንቲ ካብተን ኣብ ውሽጢ 2003 ዓም ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ.) ክፍፅመን ካብዝዓለመ ናይ ልምዓት መደባት ይምልከት።

ኢትዮጵያ ሽፋን ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ብሃገር ደረጃ ንምብፃሕ ኣብ እትገብሮ ዘላ
ፃዕሪ፤ ብርክት ዝበሉ ለውጥታት ኣመዚጊባ እያ። ይኹን ‘ንበር፣ እዘን ዝህነፃ ዘለዋ ሓደሽቲ ቤት
ትምህርትታት ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መሳርሕታት፣ ሽቓቓትን ዝስተ ፅሩይ ማይን ስለዘይብለን፤
ኣብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝላዓለ ዕንቅፋታት ይገጥመን ኣሎ።
  Read More...

ውልቀ ኩባንያታት ፔትራምን ጋራድን ብምትሕብባር ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣቢያ ገማድ ንዘህንፅዎ ሓደ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእሎም እምነ ሰረት ዘቐመጡ ዕለት 16 ታሕሳስ 2003 ዓ.ም እዩ፡፡

  Read More...

Page 5 of 30First   Previous   1  2  3  4  [5]  6  7  8  9  10  Next   Last