ሰራሕተኛታት ማ.ል.ት ዕለት 24 ማዝያ 2003 ዓ.ም ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ማ.ል.ት ኣብ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ኣባይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘካየድዎ ዘተ እዮም ነዚ ዝወሰኑ፡፡