Saturday, February 04, 2012
Register
•
Login
Home
About TDA
News
Tigrigna Version
Contact Us
Projects
Downloads
Events
FAQs
Gallery
Blog
Donate
You are here:
News
Search:
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከባቢ ሰብዓ ሽሕ ብር ዝግመቱ ሓደ ሚኢትን ኣርባዓን ሓደን ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብሓገዝ ረኺባ፡፡
ካብ ደቆምን ፈተውቶምን ዘተኣኻኸቡዎ መፃሕፍቲ 07 ሓምለ 2003 ዓ.ም. ኣብ መቐለ ዓለም ለኸ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ተረኺቦም ዘወፈዩ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ቦስተን ዝቕመጡ ኣይተ ቡዛየነ ሓጎስ ዝበሃሉ ገባሪ ሰናይ’ዮም፡፡
Read More...
ብትራንስ ኢትዮጵያ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዝተሃነፀ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መፅብዓ ቴሌቶን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዕለት 12 ሰነ ተመሪቑ፡፡
ኣብ ጣቢያ ጋርጃለ ቁሸት ጠጠቻ ብሸውዓተ ሚእትን ሓምሳን ሽሕ ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ጠጠቻ ክልተ ዓበይቲ ህንፃታት ምምሕዳርን መምህሪ ክፍልታትን ዓይነምድሪ ደቂ ኣንስትዮ ደቂ ተባዕትዮን ዘጠቓለለ’ዩ፡፡
Read More...
ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ኣብ ደደቢት ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፅሬት ት/ቲ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ስራሕ ንምስራሕ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም
ማ.ተ.ሰ.ኣ ፃውዒት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ተቐቢሎም ኣብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ጣቢያ ደደቢት ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ብር ዓይነ ምድሪ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ፅሩይ ዝስተ ማይ፣ ወናብርን ካልኦት ናውቲ ትምህርትን ንምምላእ እምነ ኩርናዕ ዘንበሩ ዕለት 23 ጉንበት 2003 ዓ.ም’ዩ፡፡
Read More...
ብልዕሊ 10 ሚልዮን ብር ወፃኢ ብመከላኸሊ ሃገር ብረታ ብረት ኢንጀነሪንግ ኮርፖሬሽን ኣብ መኾኒ ዝተሃነፀ ቤት ት/ቲ መሰናድኦ መፅብዓ ቴሌቶን ማ.ል.ት ተመሪቑ
ዕለት 20 ጉንበት 2003 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከተማ መኾኒ ተረኺቦም ነቲ በዓል ሰለስተ ደብሪ ህንፃ መሪቖም ዝኸፈቱ ተወካሊ መከላኸሊ ብረታ ብረት ኢንጅነሪንግ ኮርፖሬሽን ኮነሬል ሓድጉ ገ/ገርግስን ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ሃይለ ኣስፍሃን እዮም፡፡
Read More...
ብኣይተ ሓጎስ ገ/ህይወትን ስድርኦምን ኣብ ከተማ ፋፂ ዝተሃነፃ ኣርባዕተ መምሃሪ ክፍልታት ዝሓዘ ህንፃ መፅብዓ ቴሌቶን ማ.ል.ት ተመሪቑ።
ኣብ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ጣቢያ ኣምበስተ ፍቓዳ ኣብ ቀፅሪ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ፍቓዳ ዝተመረቐ ሓደ ብሎክ ብልዕሊ 500 ሽሕ ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ’ዩ። ነቲ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ዝኸፈቱ ሓላፊ ቤትፅሕፈት ትምህርቲ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣይተ ክብሮም ተወልደ፣ ወናኒ ውልቀ ሃፍቲ ኣይተ ሓጎስ ገ/ህይወትን ምክትል ፈፃሚ ዳይረክተር ማ.ል.ት ኣይተ መሓሪ ሓጎስ’ዮም።
Read More...
Page 3 of 30
First
Previous
1
2
[3]
4
5
6
7
8
9
10
Next
Last
Home
-
About TDA
-
News
-
Tigrigna Version
-
Contact Us
-
Projects
-
Downloads
-
Events
-
FAQs
-
Gallery
-
Blog
-
Donate
Privacy Statement
-
Terms Of Use
-
Copyright 2007 TIGRAI DEVELOPMENT ASSOCIATION (TDA)
oyunlar12
oyunlar1
oyunlar1
kral oyun
kral oyunlar
zay�flama
k�z oyunlar�
bebek bakma
giysi giydirme
giysi giydirme
canon servis
kral oyun
oyunlar1