Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 
You can wire or transfer your contribution to Silassie Branch of Commercial Bank of Ethiopia Account No: CA90774 Swift code CBETETAA or contact your local or nearst TDA branch across the world.   Read More...

ገና ካብ ብጓሓቱ ልዑኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽትኡ ክበፅሕ፣ ግንባር ቀደም ተሰለፍቲ ብምዃን ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ኣዝዩ ልዑል ኣበርክቶ ጌሮም’ዮም ስውኣት ጀጋኑን ተባዓትን ደቂ ህዝቢ ተጋደልቲ ሰብሙያ ኪነጥበብ ኣሕዋትና!!   Read More...

ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንእትርከቡ ዓንዲ ሕቖ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝኾንኩም ኣባላትን ደገፍትን ማ.ል.ት ኩለኹም!

ማሕበርኩም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዓመተ 2004 ዘበነ ሰላም፣ ሰራሕ፣ ጥዕናን ልምዓትን ክኾነልኩም ትምነ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብዚ እዋን’ዚ ፀገማታ ኣለልያ፣ ዝያዳ ጠንኪራ ምዕብልቲ ትግራይ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ኩለ መዳይ ወፍሪ ልምዓት ህዝባን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ብምትሕብባር ካብኣ ዝድለ ኩሉ ንምብርካት ኣብ ምንቅስቓስ ከምትርከብ ትሕብር።
  Read More...

እቲ ካብ 16-18 ነሓሰ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ኣብ ፊት ንፊት ሸባ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ዝርከብ ፅርጊያ ብዝተፈላለዩ ባህላውን ዘበናውን ባንድታትን ባህላዊ ምግብን መስተታትን ተፀምቢሉ ዝተሳለጠ ፌስቲቫል ምስ በዓል ኣሸንዳ ተጎዛጓዙ ዝተኻየደን በቢመዓልቱ ብኣሸሓት ዝቑፀር ህዝቢ ዝተኸታተሎን ዝተሃደሰሉን’ዩ ኔሩ።   Read More...

እቲ ትካል ዘህነፆ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ኣብ ወረዳ እንዳመኾኒ ጣቢያ መኻን ኮይኑ ዕለት 22 ነሓሰ 2003 ዓ/ም ንህዝብን ምምሕዳርን እታ ጣብያ ኣረኪቡ’ዩ።   Read More...

Page 2 of 30First   Previous   1  [2]  3  4  5  6  7  8  9  10  Next   Last