Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 
ኣብቲ “ምጥንኻር ማልት ንዓወት ትልሚ ዕብየትን ትራንስፎርሜሽንን ሃገርና ኣገዳሲ’ዩ” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ካብ 4-5 ጥሪ 2004 ዓ.ም ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ዝተኻየደ ጉባኤ ላዕለዎት መራሕቲ ክልልና፣ ዕዱማት ኣጋይሽን ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝተወከሉ ጉባኤተኛታትን ዝተሳተፉሉ’ዩ ኔሩ፡፡   Read More...

ነታ ኣብ ጣቢያ ድባብ ዓኾሬን ዝተሃነፀት ክልተ ዓበይቲ ህንፃታት ክልተ ዓይኒ ምድርን መስተ ማይን ዘጠቓለለት ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዕለት 19 ታሕሳስ 2004 ዓ.ም. መሪቖም ዝኸፈትዋ፣ ኣብ ኢትዮጵያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ሂሮዮኪ ኪሺኖን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣይተ ጎበዛይ ወልደኣረጋይን’ዮም፡፡   Read More...

ነዚ ዝሓበሩ ኣባል ቦርድን ኣብ መንበር ኣሰናዳኢት ኮሚቴ 9ይ ጉባኤ ማ.ል.ትን ዶክተር ክንደያ ገ/ህይወት’ዮም፡፡

ዶክተር ክንደያ ገ/ህይወት ዕለት 09 ታሕሳስ 2004 ዓ.ም ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ እቲ ጉባኤ ካብ 4-6 ጥሪ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ከምዝካየድን ካብ መላእ ሃገርናን ካብ ወፃእን ዝውከሉ ከባቢ ሰለስተ ሚኢቲ ሰባት ብድምፅን በዘይድምፅን ተሳተፍቲ ክኾኑ’ዮም፡፡
  Read More...

TDA will hold its 9th conference in mekelle from january 14-15,2012.   Read More...

The memorial event sponsored and organized by TDA UK also raised close to 300,000 birr to the memorial fund.   Read More...

Page 1 of 30First   Previous   [1]  2  3  4  5  6  7  8  9  10  Next   Last