Saturday, February 04, 2012    Register  •  Login
 
   
 
   
   
   
 
 
     
 
መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን

ብሃንደበታዊ ሞት ኣጋር ልምዓት ህዝቢ ትግራይ ዝነበረ ተጋዳላይ ኣርቲስት ኢያሱ በርሀ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ትገልፅ።

ተጋዳላይ ኣርቲስት ኢያሱ በርሀ ብፍላይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ፣ ትግራይ ንምልማዕ ኣብተካይዶም ዝተፈላላዩ ምንቅስቓሳት ልምዓት ደኺመ ከይበለ ዓቕሙን ክእለቱን ፀንቂቑ ዝሰርሓን ኣብ መድረኽ ልምዓት ዝተስወኣን ኣጋር ልምዓትና ምንባሩ ድማ ንሓዘንና ኣዝዩ መሪር ይገብሮ።
 
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ስነስርዓት ቀብሪ ተጋዳላይ ኣርቲስት ኢያሱ በርሀ ከምትሳተፍ ብምሕባር፣ ብሃንደበታዊ መስዋእቱ ዝተስመዓ ዓሟቕ ሓዘን ብምግላፅ ንኹሎም ስድርኡ፣ ፈተውቱን ኣድነቕቱን ፅንዓት ትምነ።
 
 
ማሕበር ልምዓት ትግራይ!
You must be a registered subscriber in order to view this Article.
To learn more about becoming a subscriber, please visit our Subscription Services page.

Written By: TDA PR
Date Posted: 1/20/2010
Number of Views: 1223

Return
An error has occurred.
Error: Unable to load the Article Details page.